ዩ ኤን ን ገንዘባዊ ሓገዛት ከም መድሓኒን ሓገዝን ኣገልግሎትን ንቶም ኣዝዮም ዱኹማት ሰባት ተጥቀመሉ። ገንዘባዊ ሓጋዛት ንተፈናቐልቲ ዝተፈላለየ ጸጋማቶም ክሽፍኑ ይጠቅሞም፣ ማይን ምግብን መምበርን ጥዕናዊ ሓገዛት ዝርከቦም፣ ከምኡ ውን እቶት ዝረኽቡሉ ዕዮ ክምስሪቱ ይጠቅሞም፣
ንዛ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሳ ዘላ መልእኽቲ ዝተቀበሉ ስደትኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዩ ኤን ንገንዘባዊ ሓገዛቶም ንምቅባል ናብ ዝቀረበ ፖስጣ ኦፊስ ኸይዶም ብናይ ዓይኒ ስካን ክቅበሉዎ ተታባብዖም፣
እታ መልእኽቲ ክምዚ ተመስል፣ “ካብ ግብጻዊ ፖስጣ ኦፊስ ብናይ ዓይኒ ስካን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትቅበል/ሊ እኻ/ኺ”
ናይ ዓይኒ ስካን ዝርከበን ቤት ጽሕፈታት ፖስጣ ኦፊስ
- ጥቅምቲ፡ ኣል-ሆሳሪ፡ ውህሉል ኣገልግሎት፡ ሻብዓይ ኣውራጃ፡ ሻድሻይ ኣውራጃ፡ ሳልሳይ ኣውራጃ፡ ጥቅምቲ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስታ፡ ቀዳማይ ኣውራጃ – ዛይድ
- ጊዛ፡ ኣርድ ኤል ለዋ፡ ሓራም ማእከላይ፡ ካፍር ቶህርሞስ፡ ኤል ማለካ፡ ሞሃንድሲን፡ ራብዓ ግዚ
- ማእከል ከተማ ካይሮ፡ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ካይሮ፡ ራምሰስ
- ደቡብ ካይሮ (ማዓዲ)፡ ጎደና ማዓዲ 9፡ ሓዳይክ ማዓዲ
- ምብራቕ ካይሮ፡ ዛህራ ዓይን ሻምስ፡ ዓይን ሻምስ፡ ስዉእ ዓብደል ሞነይም ሪያድ፡ ቆባ ምብራቕ፡ ኒው ኖዛ፡ 8ይ ኣውራጃ፡ 10ይ ኣውራጃ፡ ሓዳይክ ቆባ፡ ስዊስ ፕሮጀክት
- ካታሜያ፡ መንበሪ ኣባይቲ መንእሰያት-ኦቡር፡ ከተማ ኦቦር፡ ቀዳማይ ሰፈራ፡ ማዲንቲ፡ 10ይ ሮሞዳን፡ 9ይ ከባቢ
- ኣሌክሳንድርያ፡ ኤል ማንዳራ፡ ሲዲ ጋበር፡ ማዲነት ፊሳል፡ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስታ ኣሌክሳንድርያ፡ ኤል ሳራይ
- ቦርግ ኤል ዓረብ፡ ዓጋሚ-ቤታሽ፡ ኣል ኣሜርያ፡ ቦርግ ኤል ዓረብ ኣረጊት።
- ዳሚታ፡ ኒው ዳሚታ፡ ፋካልቲ ንግዲ፡ ኒው ዳሚታ ካልኣይ፡ ሙባራክ ኣባይቲ
- ዳካልያ፡ ጋማሳ
- ኣስዋን፡ ጨንፈር ኣስዋን ኤል ፋር’የ