ኣገልግሎት ማሰረታውያን ዲሌታት
ምውሓስ ኡሙን መንበሪ/ ክራይ ገዛ ምኽፋል ን ብሰንኪ ኮሮና ኣዚዮም ዝተሃስዩ ስባት
ህጹጽ መስመር፡ 01127777005/ 01100604002
ጥዕና
ጥዕናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝዋሀብ ደገፍ/ኣብ ሆስፕታላት ህጹጽ ክንክን ጥዕና ንምርካብ ዝዋሀብ ደገፍ/ሓገዝ
ህጹጽ መስመር (ምሉእ ማዓልቲ)፡ 01100782000
ስነ-ኣእምራውን ማሕበራውን ኣገልግሎት
ስነ-ኣእምራዊ ጥዕና፣ ስነ-ማሕበራዊ፣ ማእከል ምኽሪ፣ መስመር ዕዮ ማሕበረሰብ
ህጹጽ መስመር (ምሉእ ማዓልቲ)፡ 01127777005/ 01100604002
ንቶም 14-29 ዓምት ዝዕድመኦም ኣዋዳት ዚዋሀብ ስልጠና፦ ጽልኢ ዘይብሉ ኣቃራርባ ምህናጽን ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ምፍላጥን ምስ ጉጅለ ምዕያይን:
01127777006