ንኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጽ ኣበይ ኸይደ ኣገልግሎት ካሓትት ይኽእል?
- ኣገልግሎት ዩ ኤን/UN
ንኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጽ ዝዋሀብ ኣገልግሎት ከምሊሙድ ቃጻሊ ኢዩ፣ ደገፍ ደሊኻ ናብ ፡ [email protected] ኢመይል ክትልእኽ ትኽእል።
- ህጹጽ ኣገልግሎት ካብ መሻርኽቲ ዩ ኤን ን ካብ ኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጽ ዝደሓኑ ዝዋሀብ፣
- ኣህጉራዊ ትካል ኬር፦ ነቶም ካብ ኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጻ ዝደሓኑ ይድግፎም። ብዚአን ዝስዕቡ ቁጽሪታት ኣቢሉ ኻኣ ኪርከብ ይከኣል እዩ
መስምር ደገፍ፦ 01028859777/01028859666/01120486345
ናይ ለይቲ ህጹጽ መስመር ፦ 01028062178 ። ድሕሪ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ሰዓታትን ቀዳመ-ሰናብትን ከምኡ ውን ኣብ ግዜ ህዝባዊ በዓላትን ኢዩ ዝሰርሕ።
ሳዓታት ስራሕ፦ ካብ ሰንበት-ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 – 17፡00
ኣድራሻ ፦ ህንጻ ቁጽሪ 8 – ብሎክ 64- ኣል ሓይ ኣልዓሽር- ዛህራእ ኣልማዓዲ – ኣብ ቅድሚ ካርፎር ማዓዲ
ሲታ ኦክቶበር ፦ ህንጻ 22 – ኣልሓይ ኣልአ – 6 ኦክቶበር - ኤም.ኤስ. ኤፍ. – ነቶም ካብ ኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጽ ዝደሓኑ ሰባትን ዓምጽ ዝጋጠሞምን ህጹጽ ሕክምናዊ ኽንክን ይህብ። ኤም. ኤስ. ኤፍ. ን 24 ሳዓትን ምሉእ ሶምን (ን 7 ማዓልታት) ትሰረሕ – ናብ ክሊኒክ ቅድሚ ምኻድካ/ኪ ፈለማ ኽትድውለሎም ኣለካ ።
ህጹጽ መስመር፡ 01117083502 (24/7) - ትካል ረፍዩጅ ኢጅብቲ፦ ነቶም ካብ ኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጻ ዝደሓኑ ሰባትን ዓምጽ ዝጋጠሞምን ህጹጽ ሕክምናዊ ኽንክን ትገብረሎም እያ። ናብ ክሊኒክ ቅድሚ ምኻድካ በጃኻ ፈለማ ደውል።
– ዛማልክ)- ክሊኒክ ካተድራል ዛማሌክ ሃሎዊን – 5 ሻረዕ ሚሸል ሉትፋላህ (ድሕሪ ሆቴል ማሪዮት
ክሊኒክ ተሌፎን፦ 01203339126፣ ህጹጽ መስመር፦ 01282112011
– ነስር ሲቲ- ክሊኒክ ተሌፎን – 01211970028 ፣ ህጹጽ መስመር፡ 01282112011
– ክሊኒክ 6 ኦክቶበር- 48 ሻረዕ ኣልምሕወር ኣልመርካዚ- ኤጲስጶስ ቤት ክርስትያን- ኣልሓይ ኣልዓሽር- 6 ኦክቶበር።
ክሊኒክ ተሌፎን፦ 01211970037፣ ህጹጽ ኵነታት፦ 01211970037