ማእሰርቲ

ሓደ ኣባል ስድራ ቤት ኢንተ ተኣሲሩ ን መን ክሕብር እኽእል?

-መስመር ሓበሬታ ዩ ኤን፡ ዓባይ ካይሮ እስከንደሪያ ሰሜናዊ ገማግም (በዚ ሊንክ እዚ ኣቢሉ ይርከብ)

-ሕጋውያን መሻርኽቲ ዩ ኤን፡ ሕቡራት ጠበቓታት 01154526171 ወይ ግብጻዊ ትካል ተጣባቒ መሰል ስደተኛታት (0225751118)

– ናብ [email protected]  ኢመይል ለኣኽ