ሑቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ወኪል ስደተኛታት ንጥፈታት ናይ ሱሮዕ ምዝገባ ጃሚራ፣ ኣብ ዘማልክ (ንሶርያውያን)፣ ኣብቲ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት (ን ካልኦት ዜጋታት)፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኣል እስከንደሪያ ውን፣ ቀስ ብቀስ ኻኣ ዓቅሚ ን መጀመርያ ግዜ ዝምዝገቡን ንምውጻእ መንበሪ ፍቃድ ዝምዝገቡን ክትውስኽ እያ።
ኣብ ትሕቲ ኢዚ ህሉው ኩነታት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና፣ ንቶም ኣቃዲሞም ቖጻራ ዝተዋሀቡ ጥራይ ክንቕበል ኢና፣ ኣብ ቀጽሪ እተን ቤት ጽሕፈታትና ኻኣ ኣገልግሎት ክወሃቡ እዮም።
ኣብ ትሕቲ ምእንቲ ጥዕናና ዝቕጽል ዝሎ ምጥንቃቅ ንምውሓስ ወሓለን ውጽኢታውን ስራሕን ዓቢ ቁጽሪ ኣገልግሎት ንምሃብን፣ ዩ ኤን ን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቅባን በዘን ዝስዕባ ንጥቢታት ተዘክር።
1.ንቶም ካብ ዩ ኤን ዝትደወለሎም ወይ ናብቲ ሆት ላይን ደውሎም ናብተን ቤት ጽሕፈታትና ዝመጽኡሉ ቖጻራ ዝተዋሀቡ ስባት ጥራይ ምእታው ክፍቅደሎም እዩ።
2.ይቃሬታ እንዳ ሓተትና ንቶም ኣቃዲሞም ቖጻራ ዘይተዋሀቡ ሓጋዛት ኣይንህብን እና፣ ሕቶታትኩም ኣብቲ ናይ ሓበረታ ቁጽሪ ክተቅሪቡዎ ትኽእሉ ወይ ንዝያድ ሓበሬታ ኣብ ፌስ ቡክ ኣቲኹም ንናይ ዩ ኤን ማእከል ሓበሬታ ክትውከሱ ትኽእሉ ።
3.ንምውጋድ ነወሕ ናይ ምጽባይ ሳዓታትን ኣብ ደገ ቀጽሪታት ዩ ኤን ምዕልቕላቅን በቲ ኣቃዲምኩም ዝተዋሀኩሞ ግዜ ንኽትመጽኡን ቅድሚ 15 ደቂቅ ጥራይ ኣብ ቅድሚ ኣቲ ቃጽሪ ንኽትሪከቡ ኣትሪርና ንምዕደኩም።
4.ምእንቲ ሰለማዊ ኣገልግሎት ልዉህ ምትሕብባርኩምን ሓገዛትኩሙን ከድልየና እዩ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈታትና እትመጽኡሉ እዋናት ምእንቲ ድሕነት ነብስኹም ብዘይተደልዩ ሓደገንያታት ሕማም ከይትልከፍ ከምኡ ውን zንድሕነት እቶም ስድተኛታትን እቶም ኣግለግሎት ዝሕቡኹም ሰራሕተንያታትን፣ ማሕበራዊ ርሕቀት ተኸተሉ፣ ማስክ ወይ ከማማ ብጉቡእ ተኸደኑ፣
ሑቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ወኪል ስደተኛታት (ዩ ኤን) እታ እንኮ ትካል ኣገልግሎት ምዝገባን ስነዳ ንናይ ሓተትቲ ዑቅባን ስደታኛታትን ኣብ ግብጺ እትህብ። ብድሕሪዚ ን ናይ መንበሪ ፍቃድ ንምርካብ ን መንግስቲ ግብጺ ትውከሱ። ክተስተቡህሉላን ክትፈልጥዋን ዝግበኣኩም ንገር ግን ዩ ኤን ምእንቲ ኢዚ ስራሕ ንምዕማም ሳልሳይ ኣካል ኣይትውክልን እያ፣ ኩሉ እትህቦ ኣገልግሎት ኻኣ ብዘይ ዝኾኒ ቅብሊት እዩ።
ዩ ኤን ንቶም ኣቃዲሞም ቖጻራ ዝተወሰናሎም ሰባት ብምድዋል ወይ ኤስ ኤም ኤስ መልእኽቲ ብምስዳድ ክትሕብሮም ኢያ፣ ኢታ መልእኽቲ ንኹሉ ኢቲ ቃለ መጠይቕ ዝምልከት ክትናጽር ኢያ።