ኣገልግሎት ጥዕና
ማዲነት ነስር
ኣድራሻ፡ ፌርማታ ኣልሓይ ኣልዓሽር፣ እልሱቕ፣ በላሶ ቤት ጽሕፈት ኪቦን ኣልሓይ ኣልዓሽር
01211970028
ህጹጽ መስመር፡ 01282112011
ሰሉስን ረቡዕን ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 2፡00 ቅ፡ቀ
ኣል-ዛማልክ
ኩሎም ቅዱሳን ቤተ ክርስትያን፣ 5 ሻረዕ ሜሸል ሉጥፊ ኣላህ፣ ብድሕሪ ማርዩት ሆቴል
01203339126
ህጹጽ መስመር፡ 01211970018
ንስነ-ማሕበራዊ ደገፍ፡ 01211970032
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 3፡00 ቅ፡ቀ
ሲታ ኦክቶበር
48 ኣልምሕወር ኣልመርከዚ፣ ኣልሓይ ኣልዓሽር፣ ኣልሳድስ ምን ኦክቶበር
01211970037
ካብ ስንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 3፡00 ቅ፡ቀ
ኣገልግሎት መነባብሮ
ናይ ሞያ ስልጣናን ዋዕላታት ስራሕን
ኩሎም ቅዱሳን ቤተ ክርስትያን፣ 5 ሻረዕ ሜሸል ሉጥፊ ኣላህ፣ ብድሕሪ ማርዩት ሆቴል
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 10፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 1፡00 ቅ፡ቀ