እንቃዕ ብደሓን መጸእኩም

UNHCR Egypt - Help for refugees and asylum-seekers

ምእንቲ ን ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ስደተኛታትን ዑቕባ ዝደልዩ ስባትን ዩ ኤን ንዚ መርበብ መስሪታ. ኢቲ መርበብ ንዘን ዝስዕባ ሕቶታት መልስን ሓበረታን የዳሉ።
• ኣገባብ ምዝገባ ኣብ ዩ ኤን?
• ኣገባብ ምውጻእ እቃማ (ናይ መንበሪ ፋቃድ ወረቐት) ኣብ ግብጺ?
• ናይ ገንዘብ ሓጋዛትን፣ ብመን ክትድውል ትኽእል ኻኣ ሕቶ ወይ ጠለብ ምስ ዝህልወካን
• ወሳኒነት ውጽኢት ሲደትን ኣጋባብ ኣካያይዳ ኢቲ መስረሕ
• ኣገልግሎት ድሕነት ቖልዑን፣ ምክልኻል ኣንጻር ናይ ጀንደር ዓመጽን፣ ማእሰርትን
• መን ኢዮም ማሻርኽትና፣ እንታይ ዓይነት ኣገግሎት ኻኣ ይህቡ?
• ን ዝያዳ ሓበሬታ ክትድውሉልና ወይ ኢመይል ክትሰዱልና ትኽእሉ።
• ብኽብረትኩም ንዝያዳ ሓበሬታ ንዘን ኣብ የማን ዝርከባ ትሕዝቶ ተዓዘቡ።

ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር፡ ድሮ ኣብ ቤት ጽሕፈት 6 ኦክቶበር ቆጸራ ተታሒዙሎም ዝነበሩ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ንምቕባል፡ ዓርቢ ዓርቢ ንንጥፈታት ምዝገባ ከናውሕ እዩ።
ብኽብረትኩም፡ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ክኣትዉ ዝኽእሉ፡ እቶም ቆጸራ ዘለዎም ኣመልከትቲ፡ ብ ኤስ.ኤም.ኤስ መልእኽቲ ዝተላእኸሎም ወይ ብቴለፎን ዝተደወለሎም ጥራይ ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ኣስተውዕሉ።

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!


ሓበሬታ ዝህቡ ንዋት፤

 

                                                                       

ኣብ ዓባይ ካይሮ ንዝርከቡ ስደተኛታት & ሓተቲ ዑቕባ ዝወሃብ ኣገልግሎት                ን ምስ ቤተሰቦም ዘይኣለዉ ውይ ካብ ስድራኦም ዝተፈልዩ ቖልዑ ዝዋሀብ ኣገልግሎት 

ናይ UNHCR ናይ ገንዘብ ሓገዝ