ኣባላት ስድራቤት ምርካብ

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!

ምስ ሓደ ኣባል ስድራቤትካ ርክብ እንተ ኣጥፊኡካን ንምርካብ ሓገዝ እንተድኣ ኣድልዩካን፡ ከምዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ምስ ቀይሕ ወርሒ ወይ ቀይሕ መስቀል ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ፤

ኣብ ግብጺ ምስ ዝፈትውዎም ሰባት ርክብ ዝሰኣኑ ስድራቤታት፡ ናብ መስመር ቴሌፎን ቤት ጽሕፈት ምትእስሳር ስድራቤት ምሕዳስ ICRC ብስልኪ ቁጽሪ +0225281548 ክረኽብዎ ይኽእሉ

ወይ ድማ ብስልኪ: +249900907832 ኣብ ሱዳን እንተሃልዮም

ወይ ድማ ናብ ቀይሕ ወርሒ ግብጺ ብስልኪ መስመር: 15322 ደውሉ ወይ ሕቶኹም ብዋትስኣፕ ብስልኪ ቁጽሪ: 01152072077 ስደዱ