ግብጻዊ ማእከል ተጣባቂ መሰላት ስድተኛታት

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!

ኣገልግሎት ምክልኻል

ሕጋዊ ህጹጽ ኩነታትን ቃለ መሕትትን

እቲ ብEFRR ዝወሃብ ሕጋዊ ሓገዝ ሰለስተ ዓውድታት ዝሽፍን እዩ፤

(i) ብዘይ ፍቓድ ማእሰርቲ፣ ንዘይተወሰነ እዋን ማእሰርትን ዘይሕጋዊ ምስጓግ ወይ ዳግመ ምፍሳስን ዘጋጥሞም ስደተኛታት፤

(ii) ግዳይ ገበን ዝኾኑ ስደተኛታት፤ እና,

(iii) ብገበናዊ ተግባራት ዘይፍትሓዊ ክሲ ዘጋጥሞም ስደተኛታት።

ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳራዊ መስርሕ ግብፂ ዝወሃብ ሕጋዊ ሓገዝ ምስ መንበሪ ኣባይቲ፣ ስራሕን ምዝገባ ውልቃዊ ኩነታትን (ልደት፣ ሓዳር፣ ፍትሕን ሞትን) ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ንምሕዋስ ተሰፊሑ ኣሎ። EFRR ንግዳያት ግህሰት መሰላት ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ምስ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ብንጥፈት ይዋሳእ ምእንቲ ስደተኛታት ብዛዕባ መሰላቶምን መገድታት ምእራምን ንምምሃርን ስደተኛታትን ማሕበረሰባት ስደተኛታትን ኣብ ምምዕባል ስትራተጂታት ምግሃስ መሰላት ንምንካይን ንምቅላልን ንምሕጋዝ።

01272020938 / 0225751118

2, Hussain El-Ma’mar, off Mahmoud Bassiouny St., Downtown
ሰንበት – ሓሙስ: 10 to 17:00

መስመር ምኽሪ

01288410870/ 01288410871

ሰንበት – ሓሙስ: 9 to 17:00