ኣገልግሎት መሰረታውያን ድሌታት
ጥርዓናት/ ትእዛዛት/ ጣለባት ዳግማይ ማርማራ ናይ ገንዘብን ምግብን ሓጋዛት ጣለባት ጥርዓን/ ትእዛዝ/ ናይ ጥረ ገንዘብን ምግብን ሓጋዛት ይግባይ።
በጃኹም ናብዚ ደውሉ 15946
ኣገልግሎት ሰብ ፉሉይ ነገራትን ኣረጋውያንን ህጹጽ ረድኤትን
ካይሮ፡ 01279760329/ 01279760318
ዋትሳብ፡ 01102843159
ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
እስከንደሪያ፡ 01118897564
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ዲምያጥ፡ 01288209128
ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 ቅ.ቓ ክሳብ 16፡00 ድ.ቓ
ናይ እስከንደሪያን ዲምያጥን ዋትሳብ፡ 01118897564
ኣገልግሎት ጥዕና
መባእታዊ ኣገልግሎት ጥዕናን ወርሓዊ ምዓዳል መድሃኒትን
ሲታ ኦክቶበር፡ 01129884420
ዋትሳብ፡ 1102839648
ቪላ 48/8 ኣልሓይ ኣልሳኒ ኣልመንጥቃ ኣልሳምና
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ጋርደን ሲቲን ማዲነት ነስርን፡ 01129880884/ 01129880223
ዋትሳብ፡ 01102839635
ጋርደን ሲቲ፡ 8 ሻርዕ ኣብዱላጢፍ ባልጢያ፡ ብድሕሪ ፎር ሲዝን ሆቴል
ማዲነት ነስር፡ 15 ሻረዕ ማሓመድ ዩሲፍ ሙሳ
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ኣልእስከንደሪያ፡ 01120077088/ 0127726477
ዋትሳብ፡ 01129703003/ 0127726477
10 ሻረዕ ጣልዓት ኑዕማን፣ ረምል ኢስቴሽን
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ኣልዓጅሚ፡ 01207726577
ዋትሳብ፡ 01207726577
ኣልኪሎ 21, ድሕሪ ኣልዓሳፍራ ዓረብ ሆስፕታል
ካብ ሶኒ ክሳብ ሮቡዕ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ዲምያጥ፡ 01207937255/ 01122000782
ዋትሳብ፡ 01122000782
ህንጻ 81/21, ኣልሓይ ኣልኣወል፣ ኣልመንጥቓ ኣልኡላ፣ ጥቓ መስጂድ ኣል-ራሺዲ
ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ኣልመንሱራ፡ 01010280088
ሻረዕ ኣልኢማም ሙሓመድ ዓብዱ ካብ ሻርዕ ቃናት ኣልሲዌስ ዝፍለ
ሶኒ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ማጥሩሕ፡ 01016684787
ማእከል ዓስር ኣሊስላም ኣልጡቢ፣ ሻርዕ ኣልሳነዊያ፣ ጥቓ ማስጂድ ኣልደፍራዊ
ሶኒ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ስነ-ኣእምራውን ማሕበራውን ኣገልግሎት
ምሕያል ማሕበረሰብ
ኣልእስከንደሪያ፡ 01120076669
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ዲምያጥ፡ 01153727700
ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 ቅ.ቓ ክሳብ 16፡00 ድ.ቓ
ኣገልግሎት መናባብሮ
ኣልእስከንደሪያ፡ 01148411166
ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡30 ቅ.ቓ ክሳብ 15፡30 ድ.ቓ
ዲምያጥ፡ 01148411166
ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 ቅ.ቓ ክሳብ 16፡00 ድ.ቓ
መስማራት ሓበሬታ
01129880800 / 01288064703