ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!
ምእንቲ ን ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ስደተኛታትን ዑቕባ ዝደልዩ ስባትን ዩ ኤን ንዚ መርበብ መስሪታ. ኢቲ መርበብ ንዘን ዝስዕባ ሕቶታት መልስን ሓበረታን የዳሉ።
ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር፡ ድሮ ኣብ ቤት ጽሕፈት 6 ኦክቶበር ቆጸራ ተታሒዙሎም ዝነበሩ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ንምቕባል፡ ዓርቢ ዓርቢ ንንጥፈታት ምዝገባ ከናውሕ እዩ።
ብኽብረትኩም፡ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ክኣትዉ ዝኽእሉ፡ እቶም ቆጸራ ዘለዎም ኣመልከትቲ፡ ብ ኤስ.ኤም.ኤስ መልእኽቲ ዝተላእኸሎም ወይ ብቴለፎን ዝተደወለሎም ጥራይ ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ኣስተውዕሉ።

