ትካል ኬር ኢንተርናሽናል

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!

ኣገልግሎት ዕቑባ/ሕማያ

ኣብ ጾታ ዝተሞርኮሰ ዓመጽ

17536

ካብ ስንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 5፡00 ቅ፡ቀ

ቪላ 26፡ ጎደና 262፡ ኣልጀርያ ስኴር፡ ማዓዲ

ትካል ኬር ኢንተርናሽናል (CARE) ግብጺ ብተወሳኺ ንደቂ ኣንስትዮ ዝምችእ ቦታ የካይድ ኣብኡ ብዙሓት ንጥፈታት ዝካየደሉ ከም: ጾታውን ተፈጥሮኣውን ጥዕና ንቕሓት ክፍለ ግዜታት፣ ሕጋዊ ንቕሓት ክፍለ ግዜታት፣ መሰረታዊ ስነ-ኣእምሮኣዊ ማሕበራዊ ደገፍ ክፍለ ግዜታት፣ ርእሰ-ምክልኻል ዓውደ መጽናዕትታት፣ ጾታዊ ስልጠና ንህጻናት፣ ከምኡ’ውን ንመውስቦ ህጻናት ንምምካት ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት። ቀንዲ ትኹረት ደቂ ኣንስትዮ ምሕዝነታዊ ቦታ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ምሕያልን ተበፃሕነት ሓበሬታን ዝተፈላለዩ ንጥፈታትን ምምሕያሽን እዩ።
ሲታ ኦክቶበር ፦ ህንጻ 22 – ኣልሓይ ኣልአ – 6 ኦክቶበር (ኣንፈት)

ስነ-ኣእምራውን ማሕበራውን ኣገልግሎት

ስነ ማሕበራዊ ደገፍ፣ ብግጅለ ዝዋሀብ ሳይኮተራፒ

17536

ካብ ስንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 9፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 5፡00 ቅ፡ቀ