ትካል ረፍዩጅ ኢጅፕቲ

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!

ኣገልግሎት ጥዕና

ማዲነት ነስር: ኣድራሻ፡ ፌርማታ ኣልሓይ ኣልዓሽር፣ እልሱቕ፣ በላሶ ቤት ጽሕፈት ኪቦን ኣልሓይ ኣልዓሽር

01211970028

ህጹጽ መስመር፡ 01282112011

ሰሉስን ረቡዕን ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 2፡00 ቅ፡ቀ

ኣል-ዛማልክ: ኩሎም ቅዱሳን ቤተ ክርስትያን፣ 5 ሻረዕ ሜሸል ሉጥፊ ኣላህ፣ ብድሕሪ ማርዩት ሆቴል

01203339126

ህጹጽ መስመር፡ 01272040710

ብጃካ ዓርብን ሰንበትን መዓልታዊ ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 3፡00 ቅ፡ቀ

ሲታ ኦክቶበር: 48 ኣልምሕወር ኣልመርከዚ፣ ኣልሓይ ኣልዓሽር፣ ኣልሳድስ ምን ኦክቶበር

01211970037

ካብ ስንበት ክሳብ ሓሙስ ካብ 8፡00 ቅ፡ቀ ክሳብ 3፡00 ቅ፡ቀ