ሰይንት ኣንድሮዝ ን ኣገልግሎት ስደተኛታት (እስታርስ)

ኩሉ ብUNHCRን መሻርኽቱን ዝወሃብ ኣገልግሎት ብነጻ እዩ!

ካብ ስድርኦም ዝተፈልዩን ዋሕስ ዘይብሎምን ቆልዑ

ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ ትግርኛን፡ 01033348659

ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ሶማልን፡ ትግርኛን፡ 01064400281

ብኦሮሞኛ ክትራኸቡ ውን ተኽኡሎ ኣሎ፡ ተርጛሚ ከረከብ ካሎ ኢንደገና ይድወለልካ/ኪ።

ሕጋዊ ምኽሪ ንቶም ኣቃዲሞም ቖጻራ ዝተዋሀቡ ምእንቲ ምውሳን ኩነታቶም ካብ ርሑቕ

ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ሶማልን፡ ኣማርኛን፣ ኦሮሞኛን፡ 01029842820

ስሩዕ ትምህርቲ፡ 01033315544

ትምህርቲ ዓበይቲ፡ 01090686538

01024640062/ 01050485125/ 01094418269
01099257007/ 01066433352/ 01066974422
01008187779

ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ ኣማርኛን፣ ኦሮሞኛን፡ 01033316644
ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ሶማልን፡ 010333316655
ንዓረብኛ፣ ኢንግሊዘኛ፣ትግርኛን፡ 01033316677
ንኹሉ ቓንቓታት፡ 01050227388