ኣስተውዕሉ! ኩሉ ኣገልግሎታት UNHCR ብነጻ እዩ!
ሓበሬታኹም ብጥንቃቐ ክተሓዝን ብጥብቂ ምስጢራዊ ክኸውንን እዩ።
ኣስተውዕሉ! ኩሉ ኣገልግሎታት UNHCR ብነጻ እዩ!
ሓበሬታኹም ብጥንቃቐ ክተሓዝን ብጥብቂ ምስጢራዊ ክኸውንን እዩ።
ዘይግቡእ ተግባር “ዝኾነ ይኹን ኣባል ሰራሕተኛ ብመሰረት ቻርተር ሕቡራት ሃገራት፣ ትሕጋጋት ሰራሕተኛታትን ሕጊ ሰራሕተኛታትን ወይ ካልእ ዘለዎ ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ግዴታ ዘይምኽባር፣ ወይ ድማ ካብ ሓደ ኣህጉራዊ ኣገልጋሊ ትጽቢት ዝግበረሉ ደረጃታት ስነ-ምግባር ዘይምኽባር እዩ።”
ኩሉ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝወሃብ ናይ ሓገዝን ኣገልግሎታት ድሕነትን ብነጻ እዩ። ንዝኾነ UNHCR ወይ ንዝኾነ መሻርኽቲ ኣገልግሎት ብኣካል ይኹን ብንዋታዊ (ገንዘብ፡ ወይ ካልእ ኣቕሓ ወይ ኣገልግሎት ሓዊስካ) ዝኾነ ገንዘብ ክትከፍሉ፡ ወይ ዝኾነ ሓለፋ ወይ ንግዲ ክትቅበሉ ከምዘይብልኩም ኣስተውዕሉ።
ዝኾነ ይኹን ጌጋ ብሚስጢር ንUNHCR ክትሕብሩ ትኽእሉ ኢኹም። ምትላል፡ ብልሽውና፡ ጾታዊ ዓመጽ ወይ ምዝመዛ፡ ወይ ካልእ ጌጋ ንምሕባር ንቤት- ጽሕፈት ዋና ተቖጻጻሪ UNHCR ተወከሱ፤
ናይ UNHCR ሊብያ ናይ ጥርዓን ሳጹናት ኣብ ቤት ጽሕፈት ሰራጅ ይርከቡ። እቲ ናይ ጥርዓን ኣገባባት፡ ብሰራሕተኛታት UNHCR፡ ብተርጐምቲ ወይ ብዋርድያ (ሓለውቲ) ግዳይ ከቢድ ዘይስነምግባር ኰይና ኢሎም ዝኣምኑ ሓተትቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛታት፡ ብዛዕባ እቲ ግጉይ ባህርያት ጥሮዓን ናብ ላዕለዎት መራሕቲ UNHCR ከቕርቡ የኽእሎም። ኣገባብ ጥርዓናት UNHCR ንሓደ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR፣ ተርጓሚ ወይ ሓላዊ ጸጥታ ከቢድ ዘይስነ-ምግባር ወይ ኣገባባዊ ዘይፍትሓዊነት ዘጋጥመሉ ኩነታት ንምምልላይ ዘተኮረ እዩ።
ጥርዓን ንምጅማር ጥርዓንኩም ኣብቲ ዝተዓሸገ ናይ ጥርዓናት ሳጹን ኣካፍሉ። ኣብ ሊብያ እቲ ዝለዓለ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR ጥራይ እዩ ናይ ጥርዓን ሳጹን ዝርከቦ፣ ንጥርዓንኩም ድማ ብሚስጢር ክሕዞ እዩ።
UNHCRን መሻርኽቱን ኣብ ምትላል፡ ብልሽውና፡ ጾታዊ ምዝመዛ፡ ምግፋዕ፡ ከምኡ’ውን ሕማቕ ኣተሓሕዛ/ግህሰት ክመጽእ ከሎ ዜሮ ተጻዋርነት ፖሊሲ (ስርዓት) ከም ዘለዎ ኣይትረስዑ።
ኩሉ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝወሃብ ናይ ሓገዝን ኣገልግሎት ጽላልን ብነጻ እዩ። ካብ UNHCR ወይ መሻርኽትና ሓገዝ ንምርካብ ዝኾነ ገንዘብ ክትከፍሉ ወይ ዝኾነ ሓለፋታት ክትህቡ ከምዘይብልኩም ክትፈልጡ ይግባእ። ዝኾነ ይኹን ጥሕሰት ናይዚ ብሚስጢር ንUNHCR ክትሕብሩ ትኽእሉ ኢኹም። ምትላል፡ ብልሽውና፡ ጾታዊ ዓመጽ ወይ ምዝመዛ፡ ወይ ካልእ ዘይስነምግባር ንምሕባር ንቤት-ጽሕፈት ዋና ተቖጻጻሪ UNHCR ተወከሱ፤
ናይ UNHCR ሊብያ ናይ ጥርዓን ሳጹናት ኣብ ቤት ጽሕፈት ሰራጅ ይርከቡ። እቲ ናይ ጥርዓን ኣገባባት፡ ብሰራሕተኛታት UNHCR፡ ብተርጐምቲ ወይ ብዋርድያ (ሓለውቲ) ግዳይ ከቢድ ዘይስነምግባር ኰይና ኢሎም ዝኣምኑ ሓተትቲ ዑቕባ ወይ ስደተኛታት፡ ብዛዕባ እቲ ግጉይ ባህርያት ጥሮዓን ናብ ላዕለዎት መራሕቲ UNHCR ከቕርቡ የኽእሎም። ኣገባብ ጥርዓናት UNHCR ንሓደ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR፣ ተርጓሚ ወይ ሓላዊ ጸጥታ ከቢድ ዘይስነ-ምግባር ወይ ኣገባባዊ ዘይፍትሓዊነት ዘጋጥመሉ ኩነታት ንምልላይ ዘተኮረ እዩ።
ጥርዓን ንምጅማር ጥርዓንኩም ኣብቲ ዝተዓሸገ ናይ ጥርዓናት ሳጹን ኣካፍሉ። ኣብ ሊብያ እቲ ዝለዓለ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR ጥራይ እዩ ናይ ጥርዓን ሳጹን ዝርከቦ፣ ንጥርዓንኩም ድማ ብሚስጢር ክሕዞ እዩ።
UNHCRን መሻርኽቱን ኣብ ምትላል፡ ብልሽውና፡ ጾታዊ ምዝመዛ፡ ምግፋዕ፡ ከምኡ’ውን ሕማቕ ኣተሓሕዛ/ግህሰት ክመጽእ ከሎ ዜሮ ተጻዋርነት ፖሊሲ (ስርዓት) ከም ዘለዎ ኣይትረስዑ።
ዝኾነ ይኹን ተግባር እንተላይ ንገዛእ ርእስኻ ይኹን ንሳልሳይ ወገን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ጥቕሚ ንምርካብ ብፍላጥ ወይ ኮነ ኢልካ ዘደናግር ወይ ከደናግር ዝፍትን ንዋታዊ ሓቅታት ብጌጋ ምግላጽን/ወይ ምሕባእን የጠቓልል። ኣብነት ናይ ምትላል ተግባራት፤
ብስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝፍጸም ናይ ምትላልን ብልሽውናን ስግኣት ወይ ጥርጣረ እንተሃልዩኩም ናብ [email protected] ክትሕብሩና ንላቦ። ኩሎም ጸብጻባት ብጥብቂ ምስጢር ይተሓዙ።
ዝኾነ ይኹን ጌጋ ብሚስጢር ንUNHCR ክትሕብሩ ትኽእሉ ኢኹም። ምትላል፡ ብልሽውና፡ ጾታዊ ዓመጽ ወይ ምዝመዛ፡ ወይ ካልእ ጌጋ ንምሕባር ንቤት- ጽሕፈት ዋና ተቖጻጻሪ UNHCR ተወከሱ፤
ጥርዓን ንምጅማር ጥርዓንኩም ኣብቲ ዝተዓሸገ ናይ ጥርዓናት ሳጹን ኣካፍሉ። ኣብ ሊብያ እቲ ዝለዓለ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR ጥራይ እዩ ናይ ጥርዓን ሳጹን ዝርከቦ፣ ንጥርዓንኩም ድማ ብሚስጢር ክሕዞ እዩ።
ኩሉ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝወሃብ ናይ ሓገዝን ኣገልግሎት ጽላልን ብነጻ እዩ። ካብ UNHCR ወይ መሻርኽትና ሓገዝ ንምርካብ ዝኾነ ገንዘብ ክትከፍሉ ወይ ዝኾነ ሓለፋታት ክትህቡ ከምዘይብልኩም ክትፈልጡ ይግባእ።
መርገጺና ንጹር ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብላዕለዋይ ኮሚሽነርና ተደጋጊሙ ኣሎ፤
ብዛዕባ ሓደ ኣባል ሰራሕተኛ UNHCR፣ UN ወይ ዘይመንግስታዊ ትካል ጾታዊ ምዝመዛን ግህሰትን ክፍጸም ዝኽእል ጉዳይ እንተፈሊጥኩም፣ ወይ ስግኣት ወይ ጥርጣረታት እንተሃልዩኩም፣ በጃኹም ነዚ ብቐጥታ ናብ ቤት ጽሕፈት ዋና ተቖጻጻሪ (IGO) ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት UNHCR ጸብጻብ ኣቕርቡ፤
ንዝያዳ ሓበሬታ፡ UNHCR– ምሕባር ጾታዊ ምዝመዛን ግህሰትን (SEA) ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም።
ንUNHCR ሓቀኛን ምሉእን ሓበሬታ ምሃብ ኣገዳሲ እዩ። በጃኹም ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሓበሬታ ብዓቕምኹም ኣማምልእዎ፤
ከተካፍዎ እትኽእሉ፣ ንክሲኹም ዘረጋግጽ ዝኾነ ደጋፊ መርትዖ እንተሃልዩኩም ኣመልክቱ ኢኹም።