ኣገደስቲ ኣድራሻታትን ህጹጽ መስመራት ቴልፎናትን

ናብዚ ደውሉ፥ 📞 ናይ UNHCR መመዝገቢ መስመር ቴለፎን፥ 0911633466 

0910021631 (WhatsApp messages only)

(ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ  08:30 – 04:30)

ናብዚ ደውሉ፥ 📞 UNHCR ናይ ድሕነት መስመር ቴለፎን፥ 0917127644

(ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ  08:30 – 04:30)

ናብዚ ደውሉ፥ 📞 ታዋሱል ሓፈሻዊ መስመር ናይ ኣገባብ ርእይቶ ፥ 1404

(ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ 09:00-23:00)

ሓበሬታ ብዛዕባ ሰብኣዊ ፕርግራማት (መደባት)፣ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ጥርዓናት፣ ርእይቶ ምሃብን ዘሎ ጸገም ናብ ዝምልከተን ሰብኣውያን ትካላት ምምሕልላፍን ዝጠቅም ኮይኑ፣ ኣብ መላእ ሃገር ነጻ-ክፍሊት’ዩ።

ናብዚ ደውሉ፥ 📞 ሰስቪ CESVI መስመር ቴለፎን፥ 0910027716 ወይ 0922767166

(ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ 09:00-17:00)

ንናይ ኣእምሮ ጥዕናን ስነ-ኣእምሮኣዊ ማሕበራዊ ሓገዝን፡ ምስ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዝተኣሳሰር ሓገዝ፡ ምስ ድሕነት ህጻናት ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት፡ ካልእ ኣገልግሎት ድሕነት፣ናይ ገንዘብ ሓገዝ፡ ከምኡ’ውን ናብ ማእከል መዓልቲ ማሕበረ-ሰብ (CDC) ንምብጻሕ ዝግበር ቆጸራታት።

ናብዚ ደውሉ፥ 📞 IRC ንሓገዝ ጥዕና:

ናይ IRC ሕክምናዊ ህጹጽ መስመር ቴሌፎን፡ 📞 0910354839 (24/7 – መዓልታዊ ኣብ ዝኾነ ሰዓት)

ንሓፈሻዊ ምኽሪ ዝኸውን ናይ IRC መስመር ቴሌፎን: 📞 0910347365 (ካብ ሰንበት ክሳብ ሓሙስ 09:00-17:00)


<< ናብ ሊብያ መእተዊ ገጽ ንመለስ
>> ኣብ ‘ሓገዝ’ ዝብል ገጽና ካልእ ሃገር ምረጽ