ሓበሬታ ንኣመልከትቲ ደረጃ ስደተኛ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ኣብ ሊብያ።ብናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት UNHCR ዝተዋህበ።ምዝገባ ሓዊሱ ብUNHCR ዝወሃብ ኩሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ከም ዝወሃብ ኣስተውዕሉ።ኣብዚ ገጽ ነዞም ዝስዕቡ ሓበሬታታት ክትረኽብዎም ኢኹም፣ ብዛዕባ UNHCR ሊብያ ኣገደስቲ ኣድራሻታትን ህጹጽ መስመራት ቴልፎናትን መዝገባ ዳግመ-ምስፋርን(ምጥያስ) ምውጻእ ናብ መጻንሒ ሃገርን ከመይ ጌርና ሓገዝ ንሓትት ዘይስነምግባር (ዘይግቡእ ተግባር) ምሕባር