ኣገዳሲ ኣዋጅ ካብ UNHCR ሊብያ

ኣገዳሲ ኣዋጅ ካብ UNHCR ሊብያ

UNHCR ሊብያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ሕብረተሰብ ዝዘውር ዘሎ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይፈልጥ እዩ፣ ንኣብነት፤ 🔴 ዝዘዋወር ዘሎ ሓቅ ዘይኾነ መልእኽቲ ብዛዕባ ክልተ ክሩዝ መራኽብ 20 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ካልእ ሃገር ንምጉዕዓዝ ናብ ትሪፖሊ ከምዝኣተዋ ዝዘዋወር መልእኽቲ፡ UNHCR ኣብ ኢድ ኣለዎ ዝብል ንዚ ናይ ሕሶት ዘረባ እዩ።🔴 ኣብ ዋትስኣፕ ዝተዘርግሕ ናይ ምትላል መልእኽቲ ብዛዕባ ናይ […]