
ኣገዳሲ ኣዋጅ ካብ UNHCR ሊብያ
25 May 2025
UNHCR ሊብያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ሕብረተሰብ ዝዘውር ዘሎ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይፈልጥ እዩ፣ ንኣብነት፤ 🔴 ዝዘዋወር ዘሎ ሓቅ ዘይኾነ መልእኽቲ ብዛዕባ ክልተ ክሩዝ መራኽብ 20 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ካልእ ሃገር ንምጉዕዓዝ ናብ ትሪፖሊ ከምዝኣተዋ ዝዘዋወር መልእኽቲ፡ UNHCR ኣብ ኢድ ኣለዎ ዝብል ንዚ ናይ ሕሶት ዘረባ እዩ።🔴 ኣብ ዋትስኣፕ ዝተዘርግሕ ናይ ምትላል መልእኽቲ ብዛዕባ ናይ […] ➞