ብዛዕባ ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝግበሩ ሓገዛት

UNHCR ሃገረ ጀርመን - ሓገዝ ንስደተኛታትን ሓተትን ዑቅባ

ውዱብ ሑቡራት ሃገራት ተጸዋዒ ስደተኛታት UNHCR help.unhcr.org ዝብል መርበብ ሓበሬታ ምስ  ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቅባ ፈጢሩ። መርበብ ሓበሬታና ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ሓበሬታት : ንስደተኛታትን ሓተቲ ዑቅባን ዝጠቅም የዳልው።

ተወሳኺ ሓበሬታት ብትግርኛ ንምቅራብ መደብ ስለዘለና፤ተኸታተሉና። ክሳብ ሽዑ ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ዝተዳሉዉ ሓበሬታትት፤ብፋልይ ባዛዕባ መሰላትን ጉባኣትን ስለዘለና ኣገልግሎታትና ተኸታተሉ።