ህጹጽ ኣገልግሎት

ንፖሊስ ሽወደን፣ ኣገልግሎት ህይወት ኣድሕንን ክፍልታት መጥፋእቲ ሓዊን ከምኡ’ውን ንሕዱር ሓደጋ ነብሰ ቅትለት ዘለዎም ጉዳያት፡ እቲ ልሙድ ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽሪ 112 እዩ።

  • ንህጹጽ ጻውዒት ቴለፎን ናብ 112 ደውል።
  • ኣብ ህጹጽ ጉዳያት ንፖሊስ ንምድዋል 112 ደውል።
  • ካብ ፖሊስ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ንምርካብ 114 14 ደውል።
  • ናብ ኣገልግሎት ህጹጽ ሕክምና ንምድዋል 112 ደውል።
  • ሓፈሻዊ ሕክምናዊ ምኽሪ ንምርካብ ናብ 1177 ብምድዋል ን Vårdguiden ተወከስ። T
  • ናብ ክፍሊ መጥፋእቲ ሓዊ ንምድዋል 112 ደውል።

ተዛማዲ ሓበሬታ