ኣብ ሽወደን ዑቕባ ክትሓትት ከለኻ ኣብ መብዛሕትኡ እዋን ካብ ክፍሊት ናጻ ኮይኑ ብመንግስቲ ዝቐርብ ጠበቓ ክህልወካ እዩ።
ብመንግስቲ ጠበቓ ንኽቀርበልካ ብቑዕ እንተደኣ ዘይኮንካ ኣብ ጉዳይካ ሕጋዊ ሓገዝ ክህበካ ዝኽእል ማእከል ሕጊ ስደተኛታት ሽወደን ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ እዋን መስርሕ ዑቕባ ተርጓሚ እንተድኣ ኣድልዩካ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ተርጓሚ ከቕርበልካ ኣለዎ።