መስመራት ሓገዝ

ን ሰነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ሓዊሱ፣ ካልኦት ዓይነታት ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ ብፍሉይ መስመራት ንዝተፈላለዩ ዘይመንግስታውያን ትካላት ወይ ትካላት ክተዘራርብ ትኽእል ኢኻ፡

  • ህይወትካ ናይ ምሕላፍ ክቱር ሓሳባት እንተሃልዩካ ወይ ከምኡ ክገብር ዝኽእል ካልእ ሰብ ከም ዘሎ እንተፈሊጥካ ፡ ንህጹጽ ሓገዝ ናብ 📞112 ብምድዋል ተወከስ።
  • ዕድሜኻ ካብ 13 ክሳብ 20 ዓመት እንተኾይኑን ምስ ሓደ ሰብ ክትዛረብ ምስ እትደልይን ምስ ung.no (ዳይረክቶሬት ጉዳያት ህጻናት፣ መንእሰያትን ስድራቤትን ኖርወይ) ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
  • Kirkens SOS ኣብ መስመር ቴሌፎን 24/7 ይሰርሕ 📞 (+47) 22 40 00 40 ትዛረቦ ሰብ እንተድኣ ኣድልዩካ። ብመንገዲ መርበብ ሓበሬታኦም (ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሊንክ) ኣቢልካ እውን ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ኣገልግሎቶም ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ሕቶኻ ንትሕዝቶ ናይዚ ‘HELP’ ዝብል መርበብ ሓበሬታ ዝምልከት እንተኾይኑ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ።


< ናብ: ኖርዌይ ኣበይ ሓገዝ ትረኽብ ተመለስ

<< ናብ መእተዊ ገጽ ኖርወይ HELP ተመለስ
>> ኣብ ናይ ሓገዝ መበገሲ ገጽና ካልእ ሃገር ምረጹ