ንኣገባብ ዑቕባን ዳግመ ጥርናፈ ስድራቤትን ዝምልከት ሕጋዊ ምኽሪ

ኣብ ሽወደን እንተሃሊኻን ኣብ ጉዳይ ዑቕባኻ ሕጋዊ ምኽሪ እንተድኣ ኣድልዩካ ወይ ብዛዕባ ኣገባብ ዑቕባ ወይ ዳግመ ጥርናፈ ስድራቤት ሕቶታት ምስ ዝህልወካ ብኽብረትካ ንመሻርኽትና ማእከል ሕጊ ስደተኛታት ሽወደን ተወከስ ንሱ ድማ ኣብ ጉዳይካ ሕጋዊ ምኽሪ ክህብ ይኽእል እዩ፦

ማእከል ሕጊ ስደተኛታት ሽወደን (Asylrättscentrum)

ቴሌፎን፦ 📞 0200 88 00 66 (ሰሉስን ረቡዕን፡ ካብ ሰዓት 09.00-11.00)

ኢ-መይል፦ 📧 [email protected]

መርበብ ሓበሬታ፦ Asylrättscentrum (sweref.org)

ኣብ ሽወደን እንተሃሊኻን ኣብ ጉዳይ ዳግመ ጥርናፈ ስድራቤት ሕጋዊ ምኽሪ እንተድኣ ኣድልዩካን ኣብ ጉዳይካ ሕጋዊ ምኽሪ ክህብ ምስ ዝኽእል መሻርኽትና ቀይሕ መስቀል ሽወደን ተዘራረብ፦

ቀይሕ መስቀል ሽወደን

ቴሌፎን፦ 📞 020 415 000 (ረቡዕ፡ ካብ ሰዓት 09.00-12.00)

ኢ-መይል፦ 📧 [email protected]

መርበብ ሓበሬታ፦ ሓገዝና ርኸብ | ቀይሕ መስቀል ሽወደን (rodakorset.se)


ተዛማዲ ሓበሬታ