ኣብ ሽወደን ትነብር እንተኾይንካ ምስ መሻርኽትና ምስ ቀይሕ መስቀል ሽወደን ክትራኸብ ንመክር። እዚ ትካል እዚ ኣገልግሎት ምክትታል ስድራቤት የካይድ። ዝርዝር ርክቦም ኣብ ታሕቲ ምርካብ ይከኣል፦
ቀይሕ መስቀል ሽወደን
ቴሌፎን፦ 📞 020-415 000 (ረቡዕ፡ ካብ ሰዓት 09.00-12.00)
ኢ-መይል፦ 📧 [email protected]
መርበብ ሓበሬታ፦ ምድላይ ዝጠፍኡ ኣዝማድ | ቀይሕ መስቀል (rodakorset.se)
ብዛዕባ እቲ ብቀይሕ መስቀል ሽወደንን ኣህጉራዊ ኮሚተ ቀይሕ መስቀልን ምስ ምክትታል ስድራቤት ብዝተኣሳሰር ዝካየድ ዘሎ ስራሕ ዝያዳ ኣንብብ።
ካብ ሽወደን ወጻኢ ትነብር እንተኾይንካ ኣብታ እትነብረላ ሃገር HELP ዝብል ገጽ ክትርኢ ንመክር።
UNHCR ኣገልግሎት ምክትታል ስድራቤት ከምዘይህብ ክትፈልጥ ንላቦ።