ኣብ ሽወደን ሓገዝ ኣበይ ትረክብ

ኩሎም እቶም ብ UNHCR ከምኡ ውን ብመሻርኽትና ዝወሃቡ ሓበሬታታትን ኣገልግሎታትን ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋን ሃገር ኣልቦ ዝኾኑ ሰባትን ካብ ክፍሊት ናጻ ዝወሃቡ እዮም።

ኣብዚ ገጽ እዚ ኣብ ሽወደን ኣብ እዋን መስርሕ ዑቕባ ክሕግዙ ዝኽእሉ ትካላት ርክብ ሓበሬታ ክትረኽብ ኢኻ። ብተወሳኺ ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎት ናይ ህጹጽ ቁጽሪን ርክብ ሓበሬታን ክትረኽብ ኢኻ።


ተዛማዲ ሓበሬታ