ብዛዕባ መሰላትን ግቡኣትን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሽወደን ብዝምልከት ኣብ ወግዓዊ ሓበሬታ ፖርታል ሰበ ስልጣን ሽወደን (Information Sverige) ኣንብብ። እዚ መርበብ ሓበሬታ ንሓተቲ ዑቕባን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሽወደን መንበሪ ፍቓድ ንዝተዋህቦም ሰባትን ዝኸውን ግብራዊ ሓበሬታ ዝሓዘ እዩ።