ኣብ ካልእ ሃገር ዝጠፍአ ኣባል ስድራቤት ምርካብ (ስድራቤት ምክትታል)

ኣብ ፊንላንድ ትነብር እንተኾይንካ ንመሻርኽትና ዝኾነ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ከተዘራርብ ንመክር። እዚ ትካል እዚ ኣገልግሎት ምክትታል ስድራቤት የካይድ። ዝርዝር ርክቦም ኣብ ታሕቲ ምርካብ ይከኣል፦

ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ

ብዛዕባ እቲ ብቐይሕ መስቀል ፊንላንድን ኣህጉራዊ ኮሚተ ቀይሕ መስቀልን ምስ ምክትታል ስድራቤት ብዝተኣሳሰር ዝካየድ ዘሎ ስራሕ ዝያዳ ኣንብብ።


< ናብ “ኣብ ፊንላንድ ሓገዝ” ተመለስ

<< ወደ ፊንላንድ ዋና ገጽ ተመለስ
>> በ HELP ዋና ገጽ ሌላ አገር ምረጥ