ድሕሪ ሕጂ ምስ ኮቪድ-19 ብዝተሓሓዝ ናብ ኖርወይ ንምእታው ዝግበር ገደብ የለን። ሓተትቲ ዑቕባ ዋላ እውን ቅድሚ ሕጂ ጸረ ኮቪድ-19 ዘይተመርመሩ፣ ዘይሓወዩ ወይ ዘይተኸተቡ ይኹኑ፣ናብ ፊንላንድ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም። ንጠቓሚ ሓበሬታን ናይ ክታበት ቆጸራ ንምሓዝን ዝሕግዙ መላግቦታት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣለዉኻ፦
- ብዛዕባ ኮቪድ-19፣ ምውሻብ፣ ክታበትን ምስክር ወረቐት ኮቪድ-19 ን ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቕ
- ን ኮቪድ-19 ዝምልከቱ፣ ብብዙሓት ቋንቋታት ዝተዳለዉ ሓፈሻዊ ሓበሬታታት፣ ናይ ሓበሬታ ወረቓቕትን ቪድዮታትን ንምርካብኣብዚ ጠውቕ
- ንኽታበት ኮቪድ-19 ቆጸራ ንምሓዝ ኣብዚ ጠውቕ።.
- እንተደኣ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ሕቶታት ኣለዉኻ ኮይኖም ናብ መስመር ቴሌፎን ሓበሬታ Helse Norge ብ 📞 815 55 015 ተጠቒምካ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡00 ቅ.ቀ ክሳብ ሰዓት 15፡30 ድ.ቀ ክትድውል ትኽእል ኢኻ።