ህጹጽ ኣገልግሎት ንህጹጽ ጻውዒታትን ናብ ፖሊስ ንምድዋልን ናብ ?112 ደውል። ናብ ናይ ህጹጽ እዋን ሕክምና ንምድዋል ናብ ?113 ደውል። ናብ ክፍሊ መጥፋእቲ ሓዊ ንምድዋል ናብ ? 110 ደውል።