ኣገልግሎት ምኽሪ ንኣገባባት ዑቕባ

UNHCR ኣካል ናይቲ ኣብ ኖርወይ ዝካየድ ኣገባብ ዑቕባ ስለዘይኮነ ንውልቃዊ ሕቶታት ንምምላስ ዓቕሚ የብሉን።

ኣብ ኖርወይ እንተሃሊኻን ኣብ ጉዳይ ዑቕባኻ ሕጋዊ ምኽሪ እንተድኣ ኣድልዩካን ብኽብረትካ ናብ ትካል ኖርወይ ንሓተቲ ዑቕባ (NOAS) ብቴለፎን ተወከስ፦  📞 +47 22 36 56 60፡ ወይ ብኢ-መይል፦  📧 [email protected]

NOAS ኣብ ጉዳያት ዑቕባ፣ ጉዳያት ኢሚግሬሽን ስድራቤት፣ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ጉዳያት ዜግነት ነጻ ሕጋዊ ሓገዝ ይህብ።


< ናብ: ኖርዌይ ኣበይ ሓገዝ ትረኽብ ተመለስ

<< ናብ መእተዊ ገጽ ኖርወይ HELP ተመለስ
>> ኣብ ናይ ሓገዝ መበገሲ ገጽና ካልእ ሃገር ምረጹ