ኣብ ኖርወይ ሓገዝ ኣበይ ትረክብ

ኩሎም እቶም ብ UNHCR ከምኡ ውን ብመሻርኽትና ዝወሃቡ ሓበሬታታትን ኣገልግሎታትን ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋን ሃገር ኣልቦ ዝኾኑ ሰባትን ካብ ክፍሊት ናጻ ዝወሃቡ እዮም።

ኣብዚ ገጽ እዚ ኣብ ኖርወይ ብዛዕባ ኣገባብ ዑቕባኻ ሓገዝ ክህቡኻ ዝኽእሉ ትካላት ናይ ርክብ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ። ብተወሳኺ ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽሪታትን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎትን ርክብ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።


<< ናብ መእተዊ ገጽ ኖርወይ HELP ተመለስ
>> ኣብ ናይ ሓገዝ መበገሲ ገጽና ካልእ ሃገር ምረጹ