ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት፡ ብምትላል ወይ ብምግዳድ ምስራሕ ወይ ንግዳዊ ጾታዊ ርክብ ንምርካብ ሓይሊ ምጥቃም የጠቓልል። ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር/መሸጣ ደቂ ሰባት ተታሊሎም፣ ተገዲዶም ወይ ተጨውዮም እዮም ኣብ ኢድ ነጋዶ ደቂ ሰባት ዝወድቁ። ዘይሕጋዊ ምስግጋር/መሸጣ ደቂ ሰባት ከቢድ ገበን እዩ።
ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር/መሸጣ ደቂ ሰባት ክኸውን እኽእል ኢኻ እየ ኢልኩም ምስ እትኣምኑ ስዒቡ ናብ ዘሎ ኣድራሻ ተወከሱ:
- ሆትላይን ንዝያዳ ሓበሬታ:
- መርበብ ሓበሬታ: https://hotline.org.il/en/main/,
- https://hotline.org.il/en/human-trafficking-en/possible-signs-of-human-trafficking/
- ኣድራሻ: ጎደና ሃጽፊራ 18 ቴል ኣቪቭ ያፎ
- ቁጽሪ ቴለፎን(ዋሳፕ): 054-627-0898
- ምኒስትሪ ፍትሒ – ኣዋሃሃዲት ቃልሲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር/መሸጣ ደቂ ሰባት:
- መርበብ ሓበሬታ፥ ኣዋሃሃዲት ቃልሲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር/መሸጣ ደቂ ሰባት:
- መስርሕ ምሃብ ኣፍልጦ ከም ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባትን ጊላነት ብኣዋሃሃዲ ቃልሲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት፥ ብግልኻ ምሕታት፥ ከም ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ኣፍልጦ ንምርካብ መመልከቲ ቅጥዒ