LGBTIQ+ ተማሳሰሊ ጾታ ዝምባሌ ዘለዎም

ብዛዕባ ጾታዊ ዝንባለታትን ጾታዊ መንነትን ክትፈልጡ ምስ እትደልዩ፡ ዝያዳ ሓበሬትን ሓገዝን ንምርካብ ነዞም ዝስዕቡ ኣካላት ክውከሱ ንመክር:

ኣጉዳማሕበር ማዕርነት  LGBTQ(ናይ ሓደ ዓይነት ጾታ ሳሓብነት ዘለዎምኣብ እስራኤ



 IGY – እስራኤላውያን LGBT መንእሰያት

ኢመይል:  [email protected] 

ማ’ኣቫሪም – ማሕበረሰብ ትራንስ እስራኤል

LGBTIQ+ ማሕበረሰባዊ ማእከላት:



LGBTQ ቴል ኣቪቭ ማእከል

  • ቴለፎን: +972-(0)3-525-2895 
  • ኣድራሻ፡  ጎደና ትቸርኒኮቭስኪ 22a ፡ ተልኣቪቭ (ኣብ ውሽጢ ጋን ሜየር)
  • ናይ ስራሕ ሰዓታት፡ ሰንበት-ሓሙስ፡ ካብ ሰዓት 10፡00 ቅ.ቀ -22፡00 ድ.ቀ

ኢየሩሳሌም ክፉት ቤት ሓበንን ምጽውዋርን

ሃይፋ ቤት ማሕበረሰባት LGBT :

  • ቴለፎን: +972-(0)4-665-7667
  • ኢመይል: [email protected]
  • ኣድራሻ፡ ጎደና ማሳዳ 6 ሃይፋ

ቤር ሼቫ ቤት ሓበን 

  • ኢመይል: [email protected]
  • ኣድራሻ፡  ጎደና ስሚላንስኪ 36፡ ጥንታዊ ከተማ፡ ቤር ሼቫ

ቤት ድሮር

  • ኣድራሻ፡ ጎደና የኪኣም 15፡ ተልኣቪቭ-ያፎ
  • ቴለፎን : 03-516-4621


⬅️ ናብ ሓገዝ ኣበይ ምርካብ ይካኣል፧  ተመለስ

ተዛማዲ ሓበሬታ፤