እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

UNHCR እስራኤል - ሓገዝ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ነዚ መርበብ ሓበሬታ ንስደተኛታት፡ ሓተቲ ዑቕባ፡ ባይታ ኣልቦ ሰባት ኣብ እስራኤልን ተሓጋገዝቶምን ዘዳለዎ እዩ።

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ጠቓሚ ሓበሬታ፡ ጥብቆታትን ካልኦት ንስደተኛታት ዝሕግዙ ትካላትን ክትረኸብሉ እትኽእልሉ መገድታትን ክትረኽቡ ኢኹም።  

ካብ ዩክሬን እንተኾይንኩም: ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ርኸቡ

Якщо ви приїжджаєте з України, відвідайте сторінки, присвячені вам.

ኣብዚ ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ:  

➡️ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ኣድራሻናን/ንምርካብናን
➡️ኣብ እስራኤል ዑቕባ ምሕታት
➡️
ሓገዘን መሰረታዊ ኣጎልጉሎትን ኣበይ ትሓቱ/ትደልዩ
➡️ቪዛን ተወሰኽቲ ሰነዳትን
➡️
ዳግመ ምጥያስ(ሪስትልመንት)ን መመላእታ መንገድታትን
➡️
ዘይግቡእ ተግባራትን ምሕባር(ሪፖርት ምግባርን)