ኩሎም እቶም ብ UNHCR ከምኡ ውን ብመሻርኽትና ዝወሃቡ ሓበሬታታትን ኣገልግሎታትን ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋን ሃገር ኣልቦ ዝኾኑ ሰባትን ካብ ክፍሊት ናጻ ዝወሃቡ እዮም።
ኣብዚ ገጽ እዚ ኣብ ፊንላንድ ብዛዕባ ኣገባብ ዑቕባኻ ሓገዝ ክህቡኻ ዝኽእሉ ትካላት ርክብ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ። ብተወሳኺ ኣብ ፊንላንድ ዝርከቡ ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽሪን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎትን ርክብ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።