ከም ሓታቲ ዑቕባ መጠን መሰላተይን ግቡኣተይን እንታይ እዮም? ብዛዕባ መሰላት ስራሕ፣ ትምህርቲ፣ ክንክን ጥዕናን ካልእን ዝያዳ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ፊንላንድ ኣንብብ (እቲ ሓበሬታ ብቋንቋታት ፊንላንድ፣ እንግሊዝኛን ሽወደንን ይርከብ)።